ቡፈ-ኤሪ ኣብ ታሪኽን ዛንታታት ፍቕራዊ ህይወትን ከሙኡ’ውን ኣብ ሓደስቲ ምዕባለታት ቴክኖሎጂን ዝተመርኮሰ ትሕዝቶታት ሓዚላ እትቐርብ ፕላትፎርም’ያ።

ብዛዕባ ቡፈ-ኤሪ

ቡፈ-ኤሪ ንሰማዕቲ ቋንቋ ትግርኛ፡ ኣዝዩ ሰፊሕን ዓሙቕን ዛንታታትን ትረኻን ናይ ዝተፈላለዩ ኣገጣሚታት ብሰፊሕን ቅኑዕ መንግዲ ብመገዲ ዩትዩብን ወብሳይትን እተዳሉ ፕላትፎርም’ያ።

ኣብዛ ፕላትፎርም ብቪድዮ መልክዕ ኣብ ዩትዩብ ቻነልና @bufeeri ኣቲኹም ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም፡

ብጽሑ መልክዕ ከኣ ኣብዚ ወብሳይትና bufeeri.com ኣቲኹም ክትከታተሉ ትኽእሉ ኢኹም።

ብዛዕላማ ናይዛ መርበብ ሓበሬታ

ዕላማ ናይዛ መርበብ ሓበሬታ ናኣንበብቲ ሰፊሕን ንጹርን ሓቀኛን ብብዙሕ መጽናዕቲ ዝቐረቡ ጽሑፋት ምስ ቪድዮታት ክከታተሉን፡ ካብ መጽናዕታዊ ጽሑፋትና ከኣ ፍልጠትን ምዕባለን ክቐስሙን’ዩ።

×