ተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት

ታሪኻዊ ጽሑፋትኩም ካበይ’ዩ፧

ታሪኻዊ ጽሑፋትና ካብ ዝተፈላለዩ ዓበይትን ናይ ጥንቲ መጽሕፍትን’ዩ።

ናይ ዩትዩብ ቪድዮታት ኣለኩም’ዶ፧

እወ ናይ ዩትዩብ ቻነልና ሊንክ ኣብዚ ኣለኩም።

መደባትኩም ብሰፊሑ ኣብ ምንታይ ዘተኮረ’ዩ፧

መደባትና ኣብ ትረኻ፡ ናይ ውልቀ-ሰባት ድሕረ-ባይታ፡ ፍቕራዊ ህይወት፡ ናይ ስፖርትን ቴክኖሎጂ ዘተኮረ መደብ ኣተኩርና ነዳሉ።

×