ዘስካሕክሕ ገበን ዝወለደ ሓያል ቅንኢ ሰይተ’ቦ! ሓቀኛ ናይ ገበን ታሪኽ

እዚ ታሪክ ብ19 ሓምለ 2023 ዝተፈጸመ እዩ። ሓደ ምስ ስድራ ቤቱ ዝነብር ሰብኣይ ነበረ ። ወትሩ ንጉሆ ንግሆ ድማጓል ሓዉ ናብ ስርሑ ቝርሲ ተምጽኣሉ ነበረት ይኹን እምበር በታ መዓልቲ እታ ጓል ሓዉ ኣብቲ ልሙድ ግዜ ንሓወቦኣኣይከደቶን ። እዚ ዘተሓሳሰቦ ሓወቦኣ…
እዚ ታሪክ ብ19 ሓምለ 2023 ዝተፈጸመ እዩ። ሓደ ምስ ስድራ ቤቱ ዝነብር ሰብኣይ ነበረ ። ወትሩ ንጉሆ ንግሆ ድማጓል ሓዉ ናብ ስርሑ ቝርሲ ተምጽኣሉ ነበረት ይኹን እምበር በታ መዓልቲ እታ ጓል ሓዉ ኣብቲ ልሙድ ግዜ ንሓወቦኣኣይከደቶን ። እዚ ዘተሓሳሰቦ ሓወቦኣ…
ኣ ብመስከረም 2009 ሬሳታት ፓስተር ግሪጎሪ ዌልስሃም፡ ኣገልጋሊት ካሮላይን ኬሪን ወዲ 23 ዓመትጀረምይ ሃርፐርን ኣብቲ ኣብ ማሳቹሰት ዝርክውብ ህዱእ ማያት ዘለዎ ሩባ ፎልብሮክ ተረኽበ። መርመራምስ ተኻየደ እቲ ነዚ ኹሉ ሞት ዝስዓበ መርበብ ቅንኢ ክሕደትን ብሕትውናን ክቃላዕ ከኣለ። ኣብ 2009እቲ ብጥቡቅ…
ኣብታ ጸጥታ ዝዓሰላ ምሸት ኣብቲ ኣብ ጫፍ ከተማ ሱዕዲ ዓረብ ዝርከብ መንበሪ ገዛውቲ ምስጢራዊውሽምነት ሓሞን ሰይቲ ወድን ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ብምኻዱ መወዳእትኡ ናብ ክትሰምዖ ዘሸቁርር ዘሕዝንዛንታ ተቀየረ። እቲ ኣብ ሓደ ስድራቤታዊ ምትእኽኻብ ዝጀመረ ርክብ ሰይቲ ወድን ሓሞን ቀስ ብቀስ ናብጎነጻዊ…
ነዛ ናይ ሎሚ ጉዳይ ዝገልጹ ቃላት ክትረክብ ኣይ ትኽእልን ኢኻ.እዛ ኣብዚ ጉዳይ ግዳይ ዝኾነት ኣማንዳ ብላክ በርን ለዋህን ንሰባት ትሕግዝን ጋልያ ኔራ.እቲ ነዚ ጉዳይ ኣሰምባዲ ዝገብሮ ነገር ግን ኣማንዳ ክትቅተል ከላ ጥንስቲ ምንባራ እዩ.ብኸምዚ ከኣ 1ጥራይ ዘይኮነ 2ሰብ ተቐትሉ.ናይ ኣማንዳ…