Category እዋናዊ ጉዳያት

ጥርጡር ቀታሊ ቻርሊ ከርክ ንኣብኡ ድሕሪ ምንዛዙ ኣብ ቀይዲ ውዒሉ

13 መስከረም 2025 ብቕትለት ዓቃባዊ ነጣፊ ቻርሊ ከርክ ዝተጠርጠረ ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ ነባሪ ዩታ ተኣሲሩ። ቻርሊ ከርክ ኣብ መፈለምታ እዚ ሰሙን ኣብ ሓደ ዩኒቨርሲቲ ኣብ መድረኽ እናተዛረበ እንከሎ ብዝተተተኰሰ ጥይት እዩ ተቐቲሉ። ታይለር ሮቢንሰን ፖሊስ እታ ሃገር ን33 ሰዓታት…

ኢትዮጵያ ክትሃንጾ ትህቅን ዘላ መመንጨዊ ማእከል ንዩክሌር – እንታይ ንፈልጥ?

ኢትዮጵያ ድሕሪ ሒደት ኣዋርሕ ህንጸት መመንጨዊ ሓይሊ ንዩክሌር ክትጅምር ምዃና ቀዳማይ ምኒስተር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ብ 4 ጳጉሜን 2017 ዓ.ም [ግ] ኣፍሊጡ። እቲ፡ “ምስ ዓቢ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዝመዓራረ” ዝተብሃለ መመንጨዊ ጸዓት ንዩክሌር፡ “ንሰላማዊ” ዕላማታት ጥራይ ክውዕል ምዃኑ እዩ ዝግለጽ።…

”ኣስማ ኣልኣሳድ” እታ ሕንቅቕቲ ሰይቲ ፕረሲደንት!! Iኣቕራቢ ሜሮን ዳኒኤል

 በዓልቲ ቤት ናይ ቅድም ፕረዚደንት ሶርያ ነበር ኣስማ በሽር ኣል ኣሳድ ነቲ ምስኣ ኣብ ሞስኮ ዝርከብ በዓል ቤታ በሽር ንፍትሕ ሓቲታቶ። እዛ ናይ ቅድም እመቤት እታ ሃገር ናብ ትውልዲ ሃገራ ዩናይትድ ኪንግደም ናይ ምምላስ ድሌት ከም ዘለዋ እያ ትዛረብ። እታ…

ምንጻፍ ማይ ኤፍራጠስን ጤቅሮስን ምልክት መወዳእታ ዓለም’ዶ ሕጽረት ዝስተ ማይ ባቢሎን?  

ናይ መወዳእት ክፋል መጽሓፍ ቅዱስ ዝጸሓፈ ኣቡቀለምሲስን ታኦሎግስን ብዝብሉ ንረኣይነቱ ዝድርቡ መጸውዒ ኣስማት ዝፍለጥ ወንጌላዊ ቅዱስ የውሃንስ ኣብ መጽሓፍ ራኢ ምዕራፍ 9 ፍቅዲ 14 ከምኡ ውን ኣብ ምዕራፍ 16 ፍቅዲ 12 ከምዚ ዝብል ትንቢታት ኣስፊሩ ንረኽቦ “እቲ ሻድሻይ መልኣኽ ውን…

ባይደን፡ 8 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ናብ እስራኤል ክልእኽ መደብ ከም ዘለዎ ተገሊጹ

ምኒስትሪ ጕዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ንእስራኤል ናይ 8 ቢልዮን ዶላር ኣጽዋር ክሸይጥ መደብ ከም ዘለዎ ንኮንግረስ ከም ዘፍለጠ፡ ሓደ ኣመሪካዊ ብዓል ስልጣን ንቢቢሲ ኣረጋጊጹ። እዚ ብኮሚቴታት ባይቶን ሰኔትን ፍቓድ ዘድልዮ መሸጣ ኣጽዋር፡ ሚሳይላት፡ ከበድቲ ተተኰስትን ካልኦት ኣጽዋርን ዘጠቓለለ እዩ። እዚ ስጕምቲ’ዚ፡…

ብባና ደስታ ዝተደረሰ፡ ንታሪኽ ‘መላኺት’ ንግስቲ ዮዲትን ማናቱ ደቃን ዝትርኽ ድራማ

ህቡባት ተዋሳእቲ ሆሊውድ ዘሳተፈ ‘ዘ ኣቢሲኒያን’ ዝተሰመየ ድራማ ተሰሪሑ። እዚ ድራማ፡ ኣብ ዓለም ዓበይቲ ካብ ዝነበሩ ስልጣነታት ሓደ ዝዀነ ስልጣነ ኣኽሱም ትዅረት ገይሩ ዝተዓየ እዩ። ደራሲት ባና ደስታ፡ ነዚ ጥንታዊ ስልጣነ ኣፍሪቃ ብናይ ድምጺ ድራማ [ኦዲዮ ድራማ] ክመጽእ ብምግባር፡ ኣብዚ…

ዜና ገበን

ቢቢሲ ኒውስ፡ ብፍሉይ ዝበጽሖ ምስሊ ሲሲቲቪ፡ ሓደ ሰራቒ ኣብ ለንደን ካብ ዝርከብ ሓደ ገዛ ልዕሊ 10 ሚልዮን ፓውንድ ዝግመት መጋየጺታትን ዲዛይነር ቦርሳታትን ክሰርቕ እንከሎ የርእዩ። እቶም ኣሳእል፡ ሓደ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ዝለበሰ ውልቀሰብ፡ ናብቲ ብሚልዮናት ፓውንድ ዝግመት ንብረት ዘለዎ ክፍሊ…

ሰባት፡ ኣብ 1995 ን2025 ብዛዕባ ዝተነበይዎ

ብ1995 [ኣ.ኤ]፡ ዓለም ድሕሪ 30 ዓመታት እንታይ ክትመስል ከም እትኽእል ትንቢት ዝሃቡ ሰባት ነይሮም። እዚ ሕጂ ኣብ ፈነወ ዘየለ ፕሮግራም ‘መደብ ቢቢሲ ናይ ጽባሕ ዓለም’ (BBC’s Tomorrow’s World programme) ይበሃል ነይሩ። ኣብዚ መደብ ካብ መንጐ ዝቐረቡ፡ ሓደ ካብቶም ኣብቲ ዘመን…

ስልጣኑ ዝተኣገደ ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ትእዛዝ ማእሰርቲ ወጺእሉ!!

ቤት ፍርዲ ሴኡል ኣብ ልዕሊ እቲ ተኣጊዱ ዘሎ ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዮል ብ3 ታሕሳስ ወተሃደራዊ ሕጊ ንምትግባር ብዝገበሮ ፈተነ ትእዛዝ ማእሰርቲ ኣውጺእሉ። እዚ ትእዛዝ ዝወጸ፡ እቲ ብኽሲ ናዕብን ክድዓትን ሓያሎ መርመራታት ዝገጥሞ ዘሎ ዩን፡ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት…

ዩክረይን፡ ተወሳኺ ሓደ ዓመት ኲናት ክትገጥም ትኽእል’ዶ?

ዩክረይን ኣብ ዓውደ ውግእ ትሰዓር ኣላ። ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመት ውግእ፡ ሓያሎ ወተሃደራታ ተዳኺሞም ኣለዉ። እቲ ዝስዕብ ሕቶ፤ እታ ሃገር ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ውግእ ከተካይድ ትጻወሮዶ ዝብል እዩ። ሓይልታቶም፡ ብምዕራብ ንዝግስግስ ዘሎ ሰራዊት ሩስያ ክዓግቱዎ እኳ እንተ ኸኣሉ፡ ኣብቲ ኣብ…

×