Category ዘይተፈትሑ ግድላት

ትግራይ፡ ‘ብልዕቲ ክልቲኡ ጾታ ሒዘ ብምውላደይ ተነጺለን ተዓሚጸን’

ጓል 28 ዓመት ንግስቲ ኣሰፋ፡ ንዝሓለፉ 15 ዓመታት፡ ብስድራ ቤታ ይኹን ሕብረተሰብ ከባቢኣ ተነጺላን ተጐዲኣን እያ። ኣብቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ብስምምዕ ፕሪቶርያ ዝዓረፈ ኵናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ከኣ ብሰንኪ ጐረባብታ ግዳይ ጾታዊ ዓመጽ ኰይና። ንግስቲ ኣሰፋ፡ ንኣፈጣጥራኣ ክትገልጽ እንከላ፡ ወርሓዊ ጽግያት…

×