Category ታሪኽ

ሞይቱ ዝተስአ ሰብኣይ ዝሃቦ ዘሰንብድ ምስክርነት

እዚ ቀጺልና ንርእዮ ታሪኽ ናይ ሓደ ሃዋርድ ዝተባህለ ሰብ ናብ ገሃንምን መንግስተ ሰማይን ኣትዩ ንሰይጣን ፊት ንፊት ዝረኣየን መንፈሳውያን ልምምዳት ውን ዝረኣየ። ነፍሲ ወከፍ ክርስትያን ኣብ ሂወቱ ክፈልጦ ዘለዎ ናይ ሂወት መምርሒ ዘርኢ ጠቃሚ ቩድዮ እዩ።ስመይ ሃዋርድ ፒትማን ይበሃል። ኣብ…

እቶም ሰለስተ ኣዝዮም ሓደገኛታት እሱራት

ሰለስተ ኣዝዮም ሓደገኛታት እሱራት ካብ ሓደ ኣዝዩ ጽንኩር ሓለዋ ዘለዎ ቤት ማእሰርቲ ብዘይ ዝኾነ ኣሰር ማለትዝተፋሕረ ጉድጓድ ወይ ዝተሃርመ ፖሊስ ዘይብሉ ሽታ ማይኮይኖም ጠፍኡ። ን6 ኣዋርሕ ዝኣክል ካብቲ ናይታ ሃገርዝጸንከረ ቤተ ማእሰርቲ ንምውጻእ መደባቶም ከጻፍፉ እዮም ጸኒሖም። ቀንዲ መራሒ ናይዚ…

×