Category ልብ-ወለድ

“ዋይዋይታ ናይቶም መቃብራት“ ደራሲ ካሊል ጀብራን!! ተራኺ ሜሮን ዳኒኤል

እቲ ኣሚር ማለት ንጉስ ናብቲ ቤት ፍርዲ ኣትዩ ኣብ ማእከል ዝነበረ ኮፍ መበሊ ምስ ሓዘ ብየማኑንጸጋሙን ኣብታ ሃገር ኣለዉ ዝተባህሉ ሊቃውንቲ ኮፍ በሉ። ጠበንጃ ዝዓጠቁ ወትሃደራት ብተጠንቀቅደው ኢሎም ነበሩ። እቶም ኣብቲ መጋባእያ ዝነበሩ ሰባት ብኣኽብሮት ተንሲኦም ነቲ ኣሚር ኢድ ነስእሉ።ካብ…

×