Bufeeri

Bufeeri

ኣቀታትላ ሃጫሉ ብምስክርነት ጃዋር መሓመድ!!

ልኡል ኣውስትሮ ሃንጋሪ ፍራንዚዝ ፈርዲናንድ ጋብሬሎ ፕሪሲፕ ብዝተባህለ ናይ ሰርብያ ኣኽራሪ ጉጅለ ምቅታሉ ንናይ ቀዳማይ ኲናት ዓለም ክርቢት ከቀጻጽል ክኢሉ እዩ። ደም እቲ ልኡል በንዚን ኮይኑ ንኤውሮጳ ሓዊስካ ንመላእ ዓለም ዝለብለበ ሓዊ ወልዐ። ምቅታል ልኡል ፈርዲናንድ ንበይኑ ጥራይ ግን ንምጅማር…

ኣቦ ጥንቆላን ሓለቓ ኣጋንንትን ዝነበረ ጊደዎን ሞሊንጋ ዝሃቦ ዘሰንብድ ምስክርነት!

እቲ ሰብ መሓመድ ጋዳፊ እዩ። መራሕቲ ዓለማት ገጾም ኣዚሮም ናይ ተለቪጅን ካሜራታት ኣብ ቅድሚኡ ተተኺልሉ ሽጋርኡ ወሊዑ ከትክኽ እንከሎ ኣብ መዘናግዒ ቦታ እምበር ኣብቲ ዓለም ብቀጥታ እተከታተሎ መአከቢ ኣዳራሽ ዘሎ ኣይመስልን እዩ። ኣብ ዓመታዊ ጉባኤ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ናይቲ ጉባኤ…

ፍቕሪ ናይቲ ስደተኛን እታ ልእልቲ ማሌዥያን!!

ካብ ዕለታት ሓደ መዓልቲ ሓንቲ ሕጽር ዝበለት ጓል 29 ማሊጅያዊት መንእሰይ ማክያቶ ክትሰቲ ናብ ሓደ ካፈ ኣተወት። ማናጀር እቲ ካፈ ወዲ 26 ዓመት ማራኺ ምአንእሰይ ነበረ። እቲ መንእሰይ ናብ ማሊጅያ ቅድሚ ምምጽኡ ኣብ ሲንጋፖር ሞዴል ስእሊ ነበረ። እታ መንእሰይ ብቁመና…

ሂወት ናይቲ ሚልዮነር ዘዕነወት ጋዜጣ!!

ሓደ መዓልቲ ሓደ ናይ ሽያጥ ሰራሕተኛ ዝኾነ መሳርሕትና ካብ ኣዲስ ኣበባ ተሌፎን ደወለለይ። ኣነ ኣብ ዋሽንግተን ኮይነ ነቲ ካብቲ ዝነበሮ ደረጃ ከዕብዮ ዝጽዕር ዝነበርኩ ኣክሰስ ሪል እስተይት ሓደ ሰብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኮይኑ ካብ ሱሩ መሰረቱ ንከዕንዎ ከም ዝተበገሰ ሰማዕኩ።…

ዘስካሕክሕ ገበን ዝወለደ ሓያል ቅንኢ ሰይተ’ቦ! ሓቀኛ ናይ ገበን ታሪኽ

እዚ ታሪክ ብ19 ሓምለ 2023 ዝተፈጸመ እዩ። ሓደ ምስ ስድራ ቤቱ ዝነብር ሰብኣይ ነበረ ። ወትሩ ንጉሆ ንግሆ ድማጓል ሓዉ ናብ ስርሑ ቝርሲ ተምጽኣሉ ነበረት ይኹን እምበር በታ መዓልቲ እታ ጓል ሓዉ ኣብቲ ልሙድ ግዜ ንሓወቦኣኣይከደቶን ። እዚ ዘተሓሳሰቦ ሓወቦኣ…

ቤላቤለው ‘ዮም ዝተባህሉ እንተኾነ ግን ብርግጽ ሓቂ ዝኾኑ 20 ዓበይቲ ምስጢራውያን ፍጻመታት!!

ንሎሚ 20 ካብቶም ኣዝዮም ዘገርሙ ገሊኦም ውን ሓሶት ዝመስሉ ጸኒሖም ሓቂ ከም ዝኾኑ ዝተረጋገጸሎም 20 ናይ ውዲት ክልሰ ሓሳባት ክንርኢ ኢና። መበል 20 ሰብ መዚ ናዚ ንሂትለር ክቀትልዎ ፈቲኖም። ኣብ ግዜ ካልኣይ ኲናት ዓለም ንኣዶልፍ ሂትለር ንምቅታል ብዙሕ ፈተነታት ተኻይዱ…

”ኣስማ ኣልኣሳድ” እታ ሕንቅቕቲ ሰይቲ ፕረሲደንት!! Iኣቕራቢ ሜሮን ዳኒኤል

 በዓልቲ ቤት ናይ ቅድም ፕረዚደንት ሶርያ ነበር ኣስማ በሽር ኣል ኣሳድ ነቲ ምስኣ ኣብ ሞስኮ ዝርከብ በዓል ቤታ በሽር ንፍትሕ ሓቲታቶ። እዛ ናይ ቅድም እመቤት እታ ሃገር ናብ ትውልዲ ሃገራ ዩናይትድ ኪንግደም ናይ ምምላስ ድሌት ከም ዘለዋ እያ ትዛረብ። እታ…

ምንጻፍ ማይ ኤፍራጠስን ጤቅሮስን ምልክት መወዳእታ ዓለም’ዶ ሕጽረት ዝስተ ማይ ባቢሎን?  

ናይ መወዳእት ክፋል መጽሓፍ ቅዱስ ዝጸሓፈ ኣቡቀለምሲስን ታኦሎግስን ብዝብሉ ንረኣይነቱ ዝድርቡ መጸውዒ ኣስማት ዝፍለጥ ወንጌላዊ ቅዱስ የውሃንስ ኣብ መጽሓፍ ራኢ ምዕራፍ 9 ፍቅዲ 14 ከምኡ ውን ኣብ ምዕራፍ 16 ፍቅዲ 12 ከምዚ ዝብል ትንቢታት ኣስፊሩ ንረኽቦ “እቲ ሻድሻይ መልኣኽ ውን…

ባይደን፡ 8 ቢልዮን ዶላር ዝግመት ኣጽዋር ናብ እስራኤል ክልእኽ መደብ ከም ዘለዎ ተገሊጹ

ምኒስትሪ ጕዳያት ወጻኢ ኣመሪካ፡ ንእስራኤል ናይ 8 ቢልዮን ዶላር ኣጽዋር ክሸይጥ መደብ ከም ዘለዎ ንኮንግረስ ከም ዘፍለጠ፡ ሓደ ኣመሪካዊ ብዓል ስልጣን ንቢቢሲ ኣረጋጊጹ። እዚ ብኮሚቴታት ባይቶን ሰኔትን ፍቓድ ዘድልዮ መሸጣ ኣጽዋር፡ ሚሳይላት፡ ከበድቲ ተተኰስትን ካልኦት ኣጽዋርን ዘጠቓለለ እዩ። እዚ ስጕምቲ’ዚ፡…

ብባና ደስታ ዝተደረሰ፡ ንታሪኽ ‘መላኺት’ ንግስቲ ዮዲትን ማናቱ ደቃን ዝትርኽ ድራማ

ህቡባት ተዋሳእቲ ሆሊውድ ዘሳተፈ ‘ዘ ኣቢሲኒያን’ ዝተሰመየ ድራማ ተሰሪሑ። እዚ ድራማ፡ ኣብ ዓለም ዓበይቲ ካብ ዝነበሩ ስልጣነታት ሓደ ዝዀነ ስልጣነ ኣኽሱም ትዅረት ገይሩ ዝተዓየ እዩ። ደራሲት ባና ደስታ፡ ነዚ ጥንታዊ ስልጣነ ኣፍሪቃ ብናይ ድምጺ ድራማ [ኦዲዮ ድራማ] ክመጽእ ብምግባር፡ ኣብዚ…

×