ውሽምነት ፓስተርን ኣገልጋሊቱን ዘስዓቦ ኣሰቃቒ ገበን!!

ኣ ብመስከረም 2009 ሬሳታት ፓስተር ግሪጎሪ ዌልስሃም፡ ኣገልጋሊት ካሮላይን ኬሪን ወዲ 23 ዓመትጀረምይ ሃርፐርን ኣብቲ ኣብ ማሳቹሰት ዝርክውብ ህዱእ ማያት ዘለዎ ሩባ ፎልብሮክ ተረኽበ። መርመራምስ ተኻየደ እቲ ነዚ ኹሉ ሞት ዝስዓበ መርበብ ቅንኢ ክሕደትን ብሕትውናን ክቃላዕ ከኣለ። ኣብ 2009እቲ ብጥቡቅ…

ኣ ብመስከረም 2009 ሬሳታት ፓስተር ግሪጎሪ ዌልስሃም፡ ኣገልጋሊት ካሮላይን ኬሪን ወዲ 23 ዓመትጀረምይ ሃርፐርን ኣብቲ ኣብ ማሳቹሰት ዝርክውብ ህዱእ ማያት ዘለዎ ሩባ ፎልብሮክ ተረኽበ። መርመራምስ ተኻየደ እቲ ነዚ ኹሉ ሞት ዝስዓበ መርበብ ቅንኢ ክሕደትን ብሕትውናን ክቃላዕ ከኣለ። ኣብ 2009እቲ ብጥቡቅ…

ቢቢሲ ኒውስ፡ ብፍሉይ ዝበጽሖ ምስሊ ሲሲቲቪ፡ ሓደ ሰራቒ ኣብ ለንደን ካብ ዝርከብ ሓደ ገዛ ልዕሊ 10 ሚልዮን ፓውንድ ዝግመት መጋየጺታትን ዲዛይነር ቦርሳታትን ክሰርቕ እንከሎ የርእዩ። እቶም ኣሳእል፡ ሓደ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ዝለበሰ ውልቀሰብ፡ ናብቲ ብሚልዮናት ፓውንድ ዝግመት ንብረት ዘለዎ ክፍሊ…

ኣብ ሰሜናዊ ዝምባብወ ኣናብስን ሓራምዝን ኣብ ዝነብሩሉ ሕዛእቲ ዝቐነየ ቈልዓ ሸሞንተ ዓመት፡ ብህይወት ከም ዝተረኽበ ሓንቲ ኣባል ባይቶ እታ ሃገር ሓቢራ። እቲ ቈልዓ፡ ኣብቲ ሕዛእቲ ንሓሙሽተ መዓልቲ ከም ዝጸንሐ ወሲኻ ገሊጻ። እቲ ቲኖተንዳ ፑዱ ዝተባህለ ቈልዓ፡ ካብ ገዛኡ 23 ኪሎሜተር…

ኣብ ቀዳማይ ሚእቲ ክፍለዘመን ነቲ ዓቢ መንግስቲ ሮማ ዝመርሐ ንጉስ እዩ። ጌና ኣብ ንእስነቱ ናብንግስነት ንክመጽእ ኣዲኡ ብዙሕ ተንኮላት ኣቀናቢራ እያ። ንናይ ቀረባ ቤተሰባ ዝኾነ ሓወቡኣብምምርዓው መሪዛ ቀቲላቶ እያ ትበሃል። ነቲኢ ናብ ወንበር ዝመጸ ወዳ ድማ ብድሕሪት ኮይና ምጥውዋይዘይኮአስ ኣብ…

እቲ ኣሚር ማለት ንጉስ ናብቲ ቤት ፍርዲ ኣትዩ ኣብ ማእከል ዝነበረ ኮፍ መበሊ ምስ ሓዘ ብየማኑንጸጋሙን ኣብታ ሃገር ኣለዉ ዝተባህሉ ሊቃውንቲ ኮፍ በሉ። ጠበንጃ ዝዓጠቁ ወትሃደራት ብተጠንቀቅደው ኢሎም ነበሩ። እቶም ኣብቲ መጋባእያ ዝነበሩ ሰባት ብኣኽብሮት ተንሲኦም ነቲ ኣሚር ኢድ ነስእሉ።ካብ…

ብ1995 [ኣ.ኤ]፡ ዓለም ድሕሪ 30 ዓመታት እንታይ ክትመስል ከም እትኽእል ትንቢት ዝሃቡ ሰባት ነይሮም። እዚ ሕጂ ኣብ ፈነወ ዘየለ ፕሮግራም ‘መደብ ቢቢሲ ናይ ጽባሕ ዓለም’ (BBC’s Tomorrow’s World programme) ይበሃል ነይሩ። ኣብዚ መደብ ካብ መንጐ ዝቐረቡ፡ ሓደ ካብቶም ኣብቲ ዘመን…

ቤት ፍርዲ ሴኡል ኣብ ልዕሊ እቲ ተኣጊዱ ዘሎ ፕረዚደንት ደቡብ ኮርያ ዩን ሱክ ዮል ብ3 ታሕሳስ ወተሃደራዊ ሕጊ ንምትግባር ብዝገበሮ ፈተነ ትእዛዝ ማእሰርቲ ኣውጺእሉ። እዚ ትእዛዝ ዝወጸ፡ እቲ ብኽሲ ናዕብን ክድዓትን ሓያሎ መርመራታት ዝገጥሞ ዘሎ ዩን፡ ኣብ ዝሓለፉ ክልተ ሰሙናት…



ኣብ መወዳእታ መዓልቲ መበል 20 ክፍለ ዘመን ሰላይ ነበር ቭላድሚር ፑቲን ግዝያዊ ፕረዚደንት ሩስያ ክኸውን፡ ንብዙሓት ምስጢራዊ ሰብ እዩ ነይሩ። ከመይ ገይሩ ከቢድ እዋን ቍልዕነት ሰጊሩ ኣብ ክረምሊን ስልጣን ክሕዝ ክኢሉ? ፕረዚደንት ሩስያ ነበር ቦሪስ የልሲን ብ31 ታሕሳስ 1999 ዘሰንብድ…