Bufeeri

Bufeeri

እቲ ቀታሊ ፓስተር ሰበይቱ ዝቐተለሉ ዘገርም ምኽንያት

ንሱ ኣእማንን ርሱን ስምዒት ዘለዎን መምህርዩ ኔሩ.እቶምኩሎም ኣብ ሂወቱ ዝረኽብዎ ዝነበሩ ሰባት ከኣ የኽብርዎን ይኣምንዎን ነበሩ.ናብ ምሉእ ክፋል ናይ ኣሜሪካ እናኸደ ድማ ወንጌል ይምህር ነበረ.እንተኾነ ግን እዚ ጥዑይ ዝመስል ፓስተር ሕማቕ ጎኒውን ኔርዎ እዩ.ሰበይቱ ሞይታ ምስተቐብረት ኣዕሩኽቱ ቤተሰቡን ካልኦት ሰባትን…

እታ ቀታሊት ፈላሲት ንኣማኢት ሰዓብታ ዝቐተለትሉ ኣሰንባዲ ምኽንያት

ማሪና ሶሎኲቱ ኣብ 1883 ካብ ሓንቲ ኣዝያ ስእንቲ ስድራቤት ኣብ ግሪኽ ተወልደት። የማን ጸጋም ኢላትርእዮ ስለዘይነበራ ኣብ ናይ ስድራቤታ ናይ ሕርሻ ቦታ ምስርሓ ቀጽለት። ኣንጻር እቲ ዝነበራ ድኽነት ማሪናኣዝዩ ልዑል ሃብታምን ሓያልን ናይ ሙዃን ባህጊ ነበራ። ንገለ እዋን ኣብ ሓደ…

ናይ ዱባይ ቢልዮነራት ቆልዑ!!

ዝበዝሑ ቆልዑ ብኣልጀብራን ፍዚክስን ክሓስቡ ከለዉ ናይ ዱባይ ቆልዑ ግን በየነይቲ መኪና ጌርና ኢና ናብ ትምህርቲ ንኸይድ ኢሎም እዮም ዝጭነቑ.ናብ ማልዲቭስ ዶ ወይስ ናብተን ንውንነን ደሴታት ክንከይድ ኢሎም እዮም ዝሓስቡ.እቶም ዝውንንዎም ኣፍራስ ካብ ሰብ ዝሓሸ ሂወት እዮም ዘሕልፉ.ሎማዓልቲ ነቶም ኣብ…

ዶክተር ሞት!!

እዚ ሎሚ ወዲ 53 ዓመት ኮይኑ ዘሎ ንሞይኡ ከም ሽፋን ቅትለት ክጥቀመሉ ዝጸንሐ ዶክተር ንዝተረፈዘመን ሂወቱ ኣብ ማእሰርቲ ንከሕልፎ ንሕልፈት ተፈሪዱ ይርከብ። ኣብዚ ክልተ ዓበይቲ ሕቶታት እዩዝለዓል ፡ ብኸመይን ስለምንታይ እዩ ንነዊሕ ግዜ ከይተፈልጠ ነዚ ቅትለት ከካይዶ ጸኒሑ? ብኸመይ 5ተሓከምቲ…

ኣሰራርሓ ኣቶሚክ ቦምብ ዝጨወየት ኣይሁዳዊት ሰላይት መወዳእታኣ…

ሶቨት ሕብረት ኣብ 1949 ኣቶሚካዊ ቦምብ ንመጀመርያ ግዜ ፈተነት.ዓለም ድማ በቲ ፈተነ ሰምበደት.ዋላኮ ኣሜሪካን ሶቨት ሕብረትን ኣብ ካልኣይ ኩናት ዓለም ሓቢረን ተተዋግኣ ብሕቡእ ግን ኒኩለራዊ ኣጽዋር ክውንና ይጽዕራ ነበራ.እታ ነቲ ኣጽዋር ኣቐዲማ ዝወነነቶ ኣሜሪካ ኣብ ሂሮሺማን ናጋሳክን ኒኩለር ፈነወት. ሶቨታውያን…

ክትኣምኖ ዘጸግም ገበንን ብልሽውናን መራሕቲ ሃገራት ኣብ ግዜ ስልጣኖም ዝነበረ ሕጂ ክቕላዕ…

ኣብዛ ናይ ሎማዓልቲ ቪድዮ ነቶም ብፖሎቲከናታት ዝፍጸሙ ገለ ገለ ገበናት ክንሪኦም ኢና.ኣብ ታሕሳስ 2019 ሓደ ኣብ ዊሊንተን እንዳ ኤሌትሮኒክስ ዝነበሮ ሰብ ሓንቲ ዋናኣ ከይወሰዳ ነዊሕ ዝተቀመጠት ላፕቶፕ ነበረቶ.ገንዘብ ክኽፈል ስለዝደለየ ከኣ ንመንነት ናይ ዓሚሉ ክፈልጥ ኢሉ ነቲ ኣብታ ውሽጢ ላፕቶፕ…

ኣዝዮም ረበሽቲ ቦታታት ዓለም!!

ኣብ ናይ ሞንታክ ገምገም ባሕሪ ሓንቲ ካብ 1981 ሒዛ ዝተዓጽወት ወትሃደራዊት መዓስከር ኣላ.ተኮነግን ኣብ ትሕቲቲ መዓስከር መንግስትን ሳይንቲስትታትን ኣብ ልዕሊ ቆልዑ ናይ ኣእምሮ ምቁጽጻር መርመራ ከምዝገብሩ ዝገልጽ ወረታት ኣሎ.መንግስቲ ኣብ ርሕቕ ዝበለ ቦታ ኮይኑ ምስጢራዊ መርመራታት የካይድ ኣሎ.ኣብዛ ናይ ሎምዓልቲ…

ባህርያት እቲ ውልቀ መላኺ ዝበሃል ሳዳም ሑሴን ብቓላት ሓኪሙ ዝነበረ ዶክተር ክግለጽ..

ኩሉ ግዜ ምስ ፕረዚደንት ኮፍ ክብል ከለኹን ክሪኦ ከለኹን ሕያዋይን ለዋህን ኮይኑ እዩ ዝቐርብ.ንኹሎም ነኣሽቱ ነገራት ከኣዩ ዘስተውዕለሎም.ብቐሊሉ ካባኻ መልሲ ከይተጸበየ ኣብ ምንታይ ኩነታት ከምዘለካ ክርዳእ ይኽእልዩ.እዚ ከኣ ብኩነታትካ ከምዝግደስዩ ዘርኢ.ኣነ ከኣ ድሕሪኡ እዚ ሰብ ብዙሕ ገበናትን ኣዝዮም ዘስካሕክሑ ነገራትን…

ካብ ተናባዪ ጎደና ናብ ሚልዮነር!! ዘደንቕን ብድሆታት ዝዓብለሎን ታሪኽ ዓወት ቻርለስ ቻፕሊን!!

ግዚኡ 1952 እዩ ቻርለስ ቻፕሊን ኣብታ ዓባይ መርከብ ንግስቲ ኤልሳቤት ተሳፊሩ ነታ ላይምላይት እትብል ሓዳስ ፊልሙ ንከርኢ ናብ ለንደን የምርሕ ነበረ። ኣብቲ ግዜ ቻርለስ ካብ ኣኽባር ሕጊ ሕቡራት መንግስታት ኣሜሪካ ካብታ ሽዑ እዋን ጀሚሩ ኣብታ ሃገር ተቀባልነት ከም ዘይብሉ ዝገልጽ…

×