Bufeeri

Bufeeri

ብድሕሪ’ቲ ምስ ሓሙኣ ዝተጀመረ ውዑይ ፍቕሪ ዝሰዓበ!!

ኣብታ ጸጥታ ዝዓሰላ ምሸት ኣብቲ ኣብ ጫፍ ከተማ ሱዕዲ ዓረብ ዝርከብ መንበሪ ገዛውቲ ምስጢራዊውሽምነት ሓሞን ሰይቲ ወድን ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ብምኻዱ መወዳእትኡ ናብ ክትሰምዖ ዘሸቁርር ዘሕዝንዛንታ ተቀየረ። እቲ ኣብ ሓደ ስድራቤታዊ ምትእኽኻብ ዝጀመረ ርክብ ሰይቲ ወድን ሓሞን ቀስ ብቀስ ናብጎነጻዊ…

ዩክረይን፡ ተወሳኺ ሓደ ዓመት ኲናት ክትገጥም ትኽእል’ዶ?

ዩክረይን ኣብ ዓውደ ውግእ ትሰዓር ኣላ። ድሕሪ ናይ ሰለስተ ዓመት ውግእ፡ ሓያሎ ወተሃደራታ ተዳኺሞም ኣለዉ። እቲ ዝስዕብ ሕቶ፤ እታ ሃገር ንተወሳኺ ሓደ ዓመት ውግእ ከተካይድ ትጻወሮዶ ዝብል እዩ። ሓይልታቶም፡ ብምዕራብ ንዝግስግስ ዘሎ ሰራዊት ሩስያ ክዓግቱዎ እኳ እንተ ኸኣሉ፡ ኣብቲ ኣብ…

ፍራንዝ ስትራንግል!! ሃንደበት ሓደ ሰኽራም ሰብ መጺኡ ክፈለኒ ፍራንዝ ዘለዎ ቦታ ክሕብረካ በሎ..

ሳይሞን ዊዝንትሆል እቲ ኣዝዩ ዝሃበበ ኣባላት ናዚ ዝሃድንሰብዩ.ኣብ ቤትጽሕፈቱ ከኣ ናይ ብዙሓት ኣብ ልዕሊ ኣይሁድ ገበን ዝፈጸሙ ሰባት ፋይላት የቀምጥ ነበረ. ሎምዓልቲ ግን ዘይተሓስበ ለውጢ ኣጋጠመ.ሓደ ሰኺሩ ዝነበረ ሰብኣይ ናብ ቤትጽሕፈቱ ኣትዩ 7000 ዶላር እንተ ሂብካኒ ፍራንዝ ስታንግል ኣበይ ከምዘሎ…

እቲ ቀታሊ ነብሰ-ጾር!! ሓቀኛ ናይ ገበን ታሪኽ!!  

ነዛ ናይ ሎሚ ጉዳይ ዝገልጹ ቃላት ክትረክብ ኣይ ትኽእልን ኢኻ.እዛ ኣብዚ ጉዳይ ግዳይ ዝኾነት ኣማንዳ ብላክ በርን ለዋህን ንሰባት ትሕግዝን ጋልያ ኔራ.እቲ ነዚ ጉዳይ ኣሰምባዲ ዝገብሮ ነገር ግን ኣማንዳ ክትቅተል ከላ ጥንስቲ ምንባራ እዩ.ብኸምዚ ከኣ 1ጥራይ ዘይኮነ 2ሰብ ተቐትሉ.ናይ ኣማንዳ…

ኣብ መርበብ ጕጅለታት ገበን ሚያንማር ዝኣትዉ ኢትዮጵያውያን!!

ሙባረክ ጀማል ይበሃል፡ ወዲ 26 ዓመት መንእሰይ እዩ። ኣብ ከተማ ሻሸመኔ ኣብ ዝርከብ ናይ ብሕቲ ኮሌጅ ብኢኮኖሚስ ተማሂሩ ነይሩ። እንተዀነ መውጽኢ ፈተና ክሓልፍ ኣይከኣለን። ኣብቲ ኣብ ክልል ኦሮምያ ዞባ ምዕራብ ኣርሲ ወረዳ ገደብ ኣሳሳ ዝርከብ ገዛ ስድራኡ ኮፍ ኢሉ ድማ…

ተስፋየ ገብረኣብ፡እቲ ዕድሚኡ ዝሓጸሮ ብሉጽ ኤርትራዊ ደራሲ!!

ቅድሚ ሰለስተ ዓመት ቅንያት ልደት፡ እቲ ስነጽሑፍ ኤርትራ ንቕድሚት ኣብ ምውንጫፍ ዓቢ ጽልዋ ክገብር ተስፋ ዝተነብረሉ ስሙይ ደራሲ ተስፋየ ገብረኣብ ብዝሓደሮ ሕማም ኣብ ሆስፒታል ኣጋካሃን ናይሮቢ ከምዝዓረፈ ምስተነግረ ብዙሕ ፈታዊኡ ሰንቢዱ። እዚ ካብ ኤርትራውያን ስድራ ቤት፡ ኣብ ኢትዮጵያ ተወሊዱ ዝዓበየ…

ማኦ ዘዶንግ ውልቀ-መላኺ`ዶ ወይስ ሃዋርያ ምዕባለ?

እቲ ንቻይና ከምዝመስረታ ዝግለጽ ማኦ ዚዶንግ ነታ ብድኽነት ትሳቐ ዝነበረት ሃገሩ ናብ ሓንቲ ርእሰ ሓያላን ዝኾነት ሃገር ቀየራ.ቻይና ኣብ ትሕቲኡ ርኡይ ምምሕያሽን ለውጥን ኣመዝገበት.ተኾነ ግን እዚ ኩሉ ዝተገልጸ ዓወትብከቢድ ዋጋ እዩ መጽዩ.ማኦ ነቶም ፖሊሲታቱ ብፍርሕን ብራዕድን ብዕንወትን ጌሩ እዩ ኣብ…

ብስለያ ዝኽሰስ ስሙር ግንባር ቻይና – ‘ማጂክ ዌፐን’ እንታይ’ዩ?

ሪፐብሊክ ቻይና፡ “ማጂክ ዌፐን” ከም ዘለዋ መስራቲ መራሒ እታ ሃገር ዝነበረ ማኦ ጸ-ቱንግን ፕረዚደንት ሺ ጂንፒንን ይገልጹ። እዚ፡ ክፍሊ ስራሕ ስሙር ግንባር ይበሃል – ወተሃደራዊ ዓቕሚታት ቻይና ይዓቢ ብምህላዉ ክኣ ሃገራት ምዕራብ ይሻቐላ። ምስ ኣባል ንጉሳዊ ስድራ ዓባይ ብሪጣንያ ልኡል…

ትግራይ፡ ‘ብልዕቲ ክልቲኡ ጾታ ሒዘ ብምውላደይ ተነጺለን ተዓሚጸን’

ጓል 28 ዓመት ንግስቲ ኣሰፋ፡ ንዝሓለፉ 15 ዓመታት፡ ብስድራ ቤታ ይኹን ሕብረተሰብ ከባቢኣ ተነጺላን ተጐዲኣን እያ። ኣብቲ ቅድሚ ክልተ ዓመት ብስምምዕ ፕሪቶርያ ዝዓረፈ ኵናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ከኣ ብሰንኪ ጐረባብታ ግዳይ ጾታዊ ዓመጽ ኰይና። ንግስቲ ኣሰፋ፡ ንኣፈጣጥራኣ ክትገልጽ እንከላ፡ ወርሓዊ ጽግያት…

×