Bufeeri

Bufeeri

ብድሕሪ`ዚ ፍሽኽታ ዘሎ ዘይተነግረሉ ከቢድ ዛንታ ሂወት ዲዋይን ጆንሰን (THE ROCK)

ዘ ሮክ ሓደ ካብቶም ኣብ ረስሊንግን ተዋስኦን ልዑል ስምን ዝናን ዘትረፉ ሰባትዩ.WWE ድማ ኤሌክትሪክ ፋይንድ ኢሉ እዩ ዝጽውዖ.ሮክ ሸፋሽፍቲ ዓይኑ ኣልዕል ከብሎ ኮሎ እቶም ደገፍቲ ልዑል ድምጺ እዮም ዘስምዑ.ኩሉ ዝትንክፎ ነገር ናብ ወርቂ ዝቕየር እዩ ዝመስል.ንሱ ኣብ ረስሊንግ ተዋስኦን ንግድን…

ሱዳን፡ ብውግእ ዝሰልከየት ካርቱም ‘ንብዓት ሓጎስ ተፍስስ’

ኲናት ሓድሕድ ሱዳን ኣብ ወርሒ ሚያዝያ 2023 ካብ ዝውላዕ ንድሓር ንፈለማ እዋን ሰብኣዊ ረዲኤት ናብ ርእሰ ከተማ ካርቱም ኣትዩ። ብሰንኪ’ቲ ግጭት ኣብታ ሃገር “ዝኸፍአ ቅልውላው ዓለም” ተፈጢሩ ከም ዘሎ ሕቡራት ሃገራት ይገልጽ። ብሓሙስ፡ ረዲኤት ዝጸዓና መካይን ብደቡብ እታ ከተማ ክኣትዋ…

እንተቐኒዑና ኣብ ወርሒ ወይ ማርስ ንሰርሖ ኣባይቲ እንታይ ይመስል ይኸውን?

ትካል ጠፈር ህንዲ ኣብዚ ቀረባ እዋን ሓደ ንመጻኢ ህይወት ኣብ ሓደስቲ ዓለማት፡ ወርሒ ወይ ማርስ፡ ዝዓለመ ፈተነ ከካይድ ጸኒሑ’ሎ። ቅድሚ ሒደት ሳምንታት ኣብ እግሪ ናይቲ ኣብ ሰሜን ህንዲ ዝርከብ ዓበይቲ ኣኽራናት ሂማልያ ሓደ ብተመራመርቲ ህንዲ ዝተሃንጸ ኣብዛ ምድሪ ንቡር ዘይኮነ…

ምስ ጎረቤት ኮተቴ ዝጀመረ ውሽምነት ሃንደበት ናብ ካልእ ኣንፈት…ሓቀኛ ናይ ገበን ታሪኽ!!

ዕለቱ 15 ታሕሳስ 2009 እዩ ኔሩ። ኣብቲ ህዱእ ጸጥታ ዝዓሰሎ ናይ ኣትላንታ ገዛውቲ ኣንጀላ ማቲውማዕጾኣ ንክትከፍተሉ ዘይግባኣ ሰብ ከፈተት። ክትመልሶ ትኽእል ኔራ እያ ንሳ ግን ኣይገበረቶን። እቲብግርህና ዝተሓአሶ ፍሽኽታን ሰላምታን ዝጀመረ ቅርርብ ምስ ወዲ ጎረቤት ምስ ግዜ ናብ ሓደ እቲ…

ኤክስ ኣብ 2024፡ ኢሎን ማስክ ኣብ ‘ሰብኣውነት ዝገበሮ ማሕበራዊ ፈተነ’

ቢልየነር ኢሎን ማስክ፡ ቅድሚ ክልተ ዓመት ንትዊተር ካብ ዝዕድጐ ኣትሒዙ፡ እቲ ማሕበራዊ መድረኽ ሓሳብካ ብናጽነት ዝግለጸሉ ዕርዲ ኰይኑ’ዩ እናበለ ክንእዶ ይስማዕ። ትዊተር፡ ኣብ 2023 ሽሙ ናብ ኤክስ ተቐይሩ’ዩ። እዚ ቅርዓት ዝተፈላለዩ ሓሳባት ኰይኑ ዝርኣይ ዝነበረ መድረኽ ግን፡ ዝያዳ ኣካታዕቲ ኣረኣእያታትን…

እቲ ንንግስነት ክብል ንኣዲኡ ዝቐንጸለ ግብረሰዶማዊ ንጉስ ሮማ

ኣብ ቀዳማይ ሚእቲ ክፍለዘመን ነቲ ዓቢ መንግስቲ ሮማ ዝመርሐ ንጉስ እዩ። ጌና ኣብ ንእስነቱ ናብንግስነት ንክመጽእ ኣዲኡ ብዙሕ ተንኮላት ኣቀናቢራ እያ። ንናይ ቀረባ ቤተሰባ ዝኾነ ሓወቡኣብምምርዓው መሪዛ ቀቲላቶ እያ ትበሃል። ነቲኢ ናብ ወንበር ዝመጸ ወዳ ድማ ብድሕሪት ኮይና ምጥውዋይዘይኮአስ ኣብ…

ክትሰምዖ ዘሰቅቕ ተግባራት ዮሴፍ ፍሪትዝል… ሓቀኛ ናይ ገበን ታሪኽ

ሓደ ኣዝዩ ተሻቒሉ ዝነበረ ዝመስል ወዲ 73 ዓመት ሰብኣይ ምስ ሓካይም ጋሉ ኢሎም ዝገመትዋ ጋል ኮይኑ ናብ ሆስፒታል መጸ.መርመራ ምስ ገበሩላ ግን ካብ ጋሉ ንላዕሊ ሰበይቱ ከም ትመስል ኣስተብሃሉ.ኣብ ቆርበታ ዳርጋ ዋላሓንቲ ሕብሪ ኣይነበረን.እቶም ዝተረፉ ውሑዳት ኣስናና ውን መሽምሾምን ነቕነቕ…

×