Bufeeri

Bufeeri

ንሰይቲ ዓሚሉ ዘፍቀረ ናይ ወሊድ ሓኪምን ዘሐዝን መወዳእትኡን

እታ ሃገር ካብ ወርሒ ግንቦት ክሳብ ጥቅምቲ ልዑል መጠን ዘለዎዝናብ ትረክብ። ካብ ሕዳር ክሳብ ወርሒ ሚያዝያ ድማ ብሓፈሻ ደረቅ ወቅቲ እዩ።ሃገራዊ ባንዴራ ሜክሲኮ ቀጠልያ፡ጻዕዳን ቀይሕን ሕብርታት ዝሓዘ ክኸውን እንከሎ እቲ ቀጠልያ ተስፋን ናጽነትንይውክል። ጻዕዳ ናይ ንጽህናን ሃይማኖትን ምልክት እዩ። ቀይሕ…

ብንእሽትኡ ንገዳም ዝተዋህበ ክመውት እንከሎ ግን ኣገልጋሊ ሰይጣን ኮይኑ ሂወቱ ዝዛዘሞ ሪቲንገር

ኣባላት ሓደ ፍሉይ ሓይሊ ሰራዊት ኣሜሪካ ነቶም ኣብ ካንዳር ዝተሓብኡ ዕቱቃት ጣሊባን ንምድምሳስ ፍሉይተልእኾ ተዋሂብዎ ኣብ ካንዳር ኣብ ዝርከብ እንባታት ንክሃጅም ተዳልዩ ነበረ። ተኾነ ግን ናብ ዝኣተዉዎ ዘይፍለጥድምጾም ጠፍአ። ኣብ መደበር ሓይሊ ኣየር ካቡልን ባርግሃምን ዝርከቡ ኣዘዝቲ ሰራዊት ድሕነት እቶም…

ንሰይቲ ዓሚሉ ዘፍቀረ ናይ ወሊድ ሓኪምን ዘሐዝን መወዳእትኡን

ሙሉእ ስማ ኤስታዶስ ዩኒዶስ መሄካኖስ ወይ ድማ ሕቡራት ግዝኣት ሜክሲካውያን ብዝብል ስም እትፍለጥሜክሲኮ ብተወለድቲ እታ ሃገርን ተዛረብቲ ስፓንሽን መሄኮ ተባሂላ ትጽዋዕ። እዛ ብስፍሓታ ካብ ዓለም ኣብ መበል14 ደረጃ እትስራዕ ሜክሲኮ 1.96 ሚልየን ስኴር ኪሜ ስፍሓት ኣለዋ። እዚ ማለት ኢትዮጵያ ሶማሊያን…

ኣብ ፊልም ፍሉጣት ጠባያት ቫይኪንግስን ዘደንቕ ታሪኾምን

እቲ ንነዊሕ ዓመት ከም በዓል ቤትኪ እትፈልጥዮ ሰብ ብምስጢር መራሒ ናይ ሓደ ካብቶም ኣብ ዓለምና ኣለዉዝበሃሉ ሓደገኛታት ጉጅለታት ኮይኑ እንተዝጸንሕ እንታይ ምተሰምዓኪ?ሒማ ናይቲ ኣዝዩ ጨካን ኣቡ በካር ኣል ባግዳዲ ሳጋ ኣል ዱሉሚ ውን እዚ ዕጫ እዩ ጎኒፍዋ። ታሪኻ ኣዝዩዘስካሕክሕ እዩ።…

ሞይቱ ዝተስአ ሰብኣይ ዝሃቦ ዘሰንብድ ምስክርነት

እዚ ቀጺልና ንርእዮ ታሪኽ ናይ ሓደ ሃዋርድ ዝተባህለ ሰብ ናብ ገሃንምን መንግስተ ሰማይን ኣትዩ ንሰይጣን ፊት ንፊት ዝረኣየን መንፈሳውያን ልምምዳት ውን ዝረኣየ። ነፍሲ ወከፍ ክርስትያን ኣብ ሂወቱ ክፈልጦ ዘለዎ ናይ ሂወት መምርሒ ዘርኢ ጠቃሚ ቩድዮ እዩ።ስመይ ሃዋርድ ፒትማን ይበሃል። ኣብ…

እቶም ሰለስተ ኣዝዮም ሓደገኛታት እሱራት

ሰለስተ ኣዝዮም ሓደገኛታት እሱራት ካብ ሓደ ኣዝዩ ጽንኩር ሓለዋ ዘለዎ ቤት ማእሰርቲ ብዘይ ዝኾነ ኣሰር ማለትዝተፋሕረ ጉድጓድ ወይ ዝተሃርመ ፖሊስ ዘይብሉ ሽታ ማይኮይኖም ጠፍኡ። ን6 ኣዋርሕ ዝኣክል ካብቲ ናይታ ሃገርዝጸንከረ ቤተ ማእሰርቲ ንምውጻእ መደባቶም ከጻፍፉ እዮም ጸኒሖም። ቀንዲ መራሒ ናይዚ…

×