ፍራንዝ ስትራንግል!! ሃንደበት ሓደ ሰኽራም ሰብ መጺኡ ክፈለኒ ፍራንዝ ዘለዎ ቦታ ክሕብረካ በሎ..

ሳይሞን ዊዝንትሆል እቲ ኣዝዩ ዝሃበበ ኣባላት ናዚ ዝሃድንሰብዩ.ኣብ ቤትጽሕፈቱ ከኣ ናይ ብዙሓት ኣብ ልዕሊ ኣይሁድ ገበን ዝፈጸሙ ሰባት ፋይላት የቀምጥ ነበረ. ሎምዓልቲ ግን ዘይተሓስበ ለውጢ ኣጋጠመ.ሓደ ሰኺሩ ዝነበረ ሰብኣይ ናብ ቤትጽሕፈቱ ኣትዩ 7000 ዶላር እንተ ሂብካኒ ፍራንዝ ስታንግል ኣበይ ከምዘሎ…












